Flat Preloader Icon

ኮርሳት ብዙሕ ሰብ ዝፈትዎም

ኮርሳት ኣብ ቀረባ ዝጅምሩ

ንመሶብ ኣኪለ ፍሉይ ዝገብሮ

ግብራዊ ትምህርቲ

ኩሎም እትመሃሮም ኮርሳት ኣብ ናይ ልዕሊ 20 ዓመት ተመኩሮ ናይ መምህርን ካልኦት ዕዉታት ሰባት ብተግባር ዝሓለፍዎ ተመኩሮ ዝተመርኮሱ’ዮም።

ፍሉይ ምኽሪ

ከም ትምህርትኻ ኣብ ዝመረጽካዮ ግዜ ምስ መምህር ተራኺብካ ፍሉይ ምኽሪ ትረኽበሉ

ናይ ቪድዮ ሌክቸራት

ናይ ብዙሓት ክኢላታት ኢድ ዝሓለፎ ኣብ ስቱድዮ ብግቡእ ዝተቐድሐ ቪድዮታት

ነጻ ትምህርቲ

ዝተፈላለየ ክፋላት ናይ ህይወት ዝምህር ብዘይ ዝኾነ ክፍሊት ትመሃሮ ትምህርቲ

ቀጥታዊ ትምህርቲ

ብዝመረጽካዮ ትምህርቲ መሰረት ሰሙናዊ ምስ መምህር ብቀጥታ እትራኸበሉ ትምህርቲ

ንኹሉ ሰብ ዝጥዕም

ኣብ ዝጥዕመካ ግዜ፣ ኣብ ዝደለኻዮ ቦታ ኴንካ ክትመሃሮ ትኽእል

እዚ ስልጠና ድሕሪ ምውሳደይ ቻነለይ ከዕቢ ከምዝኽአል  ርእሰ ተኣማንነት ጌረ ኣለኹ። እቲ ስልጠና ኣዝዩ ሓጋዚ ኮይኑ ረኺበዮ፣ ብፍላይ ኣብ ምምዕባል ናይ ገዛአ ርአሰይ You Tube channel ።  ግብራውያን ነጥብታት ኣብ ምስሓብ ተምሳጥን፣ ምብዛሕ ተሳትፎን ተዓዘብትን ብጣዕሚ ኣገደስቲ’ዮም። 

- ፌቨን ሃብቱ

ኣኪለ ኣበይ ኢኻ ኔርካ? እዚ ትምህርቲ  ንኹሉ ሂወተይ'ዩ ቀይሩኒ።  ዝያዳ ምስ ነብሰይ ክፋለጥን ዕላማይ ክሰርዕን ሓጊዙኒ። ምስ ሰባት ኣብ ምርድዳእን ዝነበረኒ ናይ ምዝራብ ክእለት ከዕቢን ኣዝዩ ሓጊዙኒ ። ርአሰ ተኣማንነተይ ሓፍ ኢሉ ዝያዳ ካልአ ግዜ ተተባቢዐ ኣለኩ። 

- ሮበል ግርማይ

ዝትዋህበ ስልጠና ኣዝዩ ሓጋዚ ኮይኑ ረኺበዮ፣ ብፍላይ ኣብ ምሞዕባል Business Plan. አቲ መሰርታዊ መምርሒታት ናይ Marketing Analysis (ንግዳዊ መጽናዕትታት)ን Financial projection (ፋይናንሳዊ ዉጠና)ን ኣዝዩ ጠቓሚ ኮይኑ ረኺበዮ። እብዚ ሕጂ ግዜ ናይ ገዛአ ረአሰይ Business ክጅምርን ክዕብን ድልው ኮይነ ይርከብ።’

- ሜሮን ኣርኣያ

አዚ መሃሪ ዝኾነ ስልጠና ኣዚዩ ሓጋዝን ኣተባባዕን ኮይኑ ረኺበዮ፣ ብዙሕ ነገራት ክመሃር ኪኢለ፣ ብዛዕባ ነብሰይ፣ ድሌታተይ ከምኡ’ውን ክበጽሖ ዝደሊ ሸቶን ክርዳአ ከኢለ። ንዝተገብረልና ኣልያን ደገፍን ከመስግን ይደሊ፣ ርአሰ ተኣማንነት ክገብርን ራኢ ክህልወኒን ሓጊዙኒ አዩ።’

- ሄለን ደሳለ

ካብ ብሉጻት ቮድካስት

ካብ A MesobAkile Courses ዝብል ክፍሊ ትጽበ

ካብ A MesobAkile Courses ዝብል ክፍሊ ትጽበ

ካብ A MesobAkile Courses ዝብል ክፍሊ ትጽበ

ኣጠቓቕማ ዌብሳይት

Lorem Ipsum is simply dummy text of the printing and typesetting industry. Lorem Ipsum has been the industry's standard dummy text ever since the 1500s, ...

ካብ ብሉጻት ፖድካስት

ዜናታት ናይ ቀረባ እዋን

LMS WordPress Plugin

Lorem Ipsum is simply dummy text of the printing and typesetting industry. Lorem Ipsum has...
Read More »

LMS WordPress Plugin

Lorem Ipsum is simply dummy text of the printing and typesetting industry. Lorem Ipsum has...
Read More »
courses 5

LMS WordPress plugin

Lorem Ipsum is simply dummy text of the printing and typesetting industry. Lorem Ipsum has...
Read More »
banner footer

ኣብዚ ተመዝገብ