Flat Preloader Icon
5.00
(1 Rating)

ዕዉት ዩቱዩበር ምዃን

Wishlist Share
Share Course
Page Link
Share On Social Media

About Course

እዚ ስልጠና ነቶም ንዘለዎም ተውህቦ ናብ ዕዉት ቻነል ብምቕያር ህይወቶምን ህይወት ካልኦት ኣሽሓት ሰባትን ክልውጡ ዝደልዩ ሰባት ተባሂሉ ዝተዳለወ’ዩ። ናትካ ዩቱዩብ ቻነል ኣብ ምጅማር ገና ኣብ ሓሳብ ዘለኻ ይኹን ጀሚርካ ቻነልካ ኣብ ምዕባይ ሓገዝ ዝደለኻ፣ እዚ ስልጠና’ዚ ኩሉ ዘድልየካ ኣፍልጦ፣ መሳርሒ፣ ሜላታትን ብምዕጣቕ ተዓዘብቲ ዝፈትዉዎ ትሕዝቶ ብምድላው ዓቢ ናይ YouTube ቻነል ክትሃንጽ ክሕግዘካ’ዩ።

What Will You Learn?

  • ዩቱዩብ ቻነል ከይትጅምር ዝዓግቱኻ ከም ፍርሒ ዝተበገሱ ይኹን ጌጋ ግምታት ምእላይ
  • ንተዓዘብቲ ዝስሕብ ዩትዩብ ቻነል ካብ መጀመርያ ምድላው
  • ተዓዘብትኻን ድሎቶምን ምልላይ
  • ኣብ ሓጺር ግዜ ብዙሓት ተዓዘብቲ ክስሕብ ዝኽእል ትሕዝቶ ምድላው
  • ቻንለካ ብዕምቆት ብምትንታን ትሕዝትኻ ብመንስጽሩ ምድላው
  • ብዙሕ ሰብ ርእዩ ዘይገድፎ ዘወናውን Thumbnail ዲዛይን ከመይ ትገብር፣ ኣርእስቲ ምምራጽ፣ መግሊጽ
  • End screens and Cards ተጠቒምካ ተዓዘብትኻ ኣብ ቻነልካ ነዊሕ ግዜ ከም ዝጸንሑ ምግባር

Course Content

ምዕራፍ ሓደ – ምእላይ ጎዳእቲ ኣተሓሳስባታት
ኣብዚ ምዕራፍ’ዚ ናትካ ቻነል ከይትኸፍትን ቻነልካ ከይዓብን ዝዓግቱኻ ዝተፈላለዩ ዓንቀፍቲ ሓሳባትን ኣበሃህላታትን ክትማሃር ኢኻ። ንኣብነት፣ እኹል መሳርሒ የብለይን፣ ኣብ ቅድሚ ካሜራ ክዛረብ ኣይክእልን ኢየ፣ ብዙሓት ሰባት ኣለዉ ካባይ ንላዕሊ ዝፈልጡ፣ ሰባት ከይብሉኒ…….

  • ምሉእ ኣፍልጦ የብልየን ኢልካ ምሕሳብ
    05:01
  • ኩሉ መሳርሒ የብለይን ኢልካ ምሕሳብ
    02:18
  • ናይ ዘረባ ክእለት የብለይን ምባል
    02:38
  • ብዙሓት ተወዳደርቲ ኣለዉ
    02:10
  • መዓልታዊ ቪድዮ ምስራሕ ከቢድ’ዩ
    03:13
  • ከይትወድቕ ምፍራሕ
    01:55
  • ሰብ ኣብ ካሜራ ክርእየኒ ደስ ኣይብለንን’ዩ
    01:08
  • ማሕበራዊ ሚዲያ ናይ ንኣሽቱ’ዩ ኢልካ ምሕሳብn
    02:29
  • ከይትጅመር ዝዕንቅፈካ ነገራት

ምዕራፍ ክልተ፣ ምጅማር ቻነል
• ሰባት ዝስሕብ፣ ፕሮፌሽናል ናይ ዩትዩብ ቻነል ብኸመይ ዲዛይን ትገብር • ምልላይ ተኸታተልቲ፣ ሜላታት ምስ ተዓዘብትኻ ዝኸይድ ትሕዝቶ ምድላው፣

ምዕራፍ ሰለስተ፥ ተኸታተልትኻ ምልላይ

ምዕራፍ ሰለሰት፡ ሜላታት ምዕባይ ቻነል
• ብኸመይ ትኸታተልትኻ ተዕቢ፣ ሜላታት ምፍጣር ዝምድና ምስ ተኸታተልትኻ፣

ምዕራፍ ኣርባዕተ – መስርሕ ምድላው ትሕዝቶ

ምዕራፍ ሓሙሽተ፣ ኣድማዒ Thumbnails፣ ኣርእስቲ፣ መግለጺታት ናይ ቻነልካ
• ዝኾነ ሰብ ርእዮ click ክገብሮ ዝኽእል Thumbnail፡ ምምራጽ ሰሓቢ እርእስቲ፣ ገላጺ መግለጺታትን

ምዕራፍ ሽዱሽተ፣ ተዓዘብትኻ ኣብ ቻነልካ ንነዊሕ ምጽናሕ
• End screens and Cards ብኸመይ ትጥቀም

ምዕራፍ ሸውዓተ – ቻነልካን ተዓዘብትኻን ምትንታን

Student Ratings & Reviews

5.0
Total 1 Rating
5
1 Rating
4
0 Rating
3
0 Rating
2
0 Rating
1
0 Rating
HT
1 year ago
ኣዝዩ ግሉጽን ንጹርን ትምህርቲ። ናተይ ቻነል ኣብ ምጅማርን ምዕባይን ዓቢ ሓገዝ ኮይኑኒ።