Grow your YouTube channel fast
About Course
እዚ ትምህርቲ አዚ YouTube Channel ከፊቱ ኣብ ምዕባይ ዝተጸገም ሰብ፡ ብፍሉይ ሓገዝ ናይ መምህር ቻነሉ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ዘዕበየሉ ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ መደብ’ዩ። ኣብ ኩሉ መዳያት ናይ ቻነልካ፣ ካብ ምጽብባቕን ዲዛይን ምግባርን ቻነል ጀምሪካ ክሳብ መደባት ምድላው ኩሉ ግዜ መምህር ምሳኻ ክጎዓዝ’ዩ።
Course Content
ምዕራፍ ሓደ – ሰሓብን መልእኽቲ ዘሕልፍን ቻነል ዲዛይን ምግባር
ምዕራፍ ክልተ – ተዓዘብትኻ ምልላይ
ምዕራፍ ሰለስተ – ሰባት ስለምንታይ ይዕዘቡኻ ምፍላጥ
ምዕራፍ ኣርባዕተ – ተዓዘብቲ ዝደልይዎ ትሕዝቶ ምድላው
ምዕራፍ ሓሙሽተ – መስርሕ ምድላው ትሕዝቶ ከመይ’ዩ
ምዕራፍ ሽዱሽተ – ቻነልካ እተዕብየሉ ሜላታት
ምዕራፍ ሸውዓት – ዘድልዩኻ መሳርሒታት
Student Ratings & Reviews
No Review Yet