Flat Preloader Icon

ተባዕ ዩትዩበር -YouTube ቻነልካ ብቕልጡፍ ምዕባይ

Wishlist Share
Share Course
Page Link
Share On Social Media

About Course

ዮትዩብ ከፊትካ ክትዓቢ ናይ ኩሉ ግዜ ድሌትካን ሕልምኻን’ዩ። ግን፡ ሰብ እንታይ ክብለኒ’ዩ፣ ተዛሪበ ኣይክእልን’የ ፣ ኣብ ቅድሚ ካሜራ ምዝራብ የፍራሓኒ’ዩ፣ ተዓዘብቲ እንተዘይረኸብኩ ኸ?  መሳርሒ የበለይን፡ ከካፍሎ ዝኽእል ፍልጠትን ወይ ክእለት የብለይን ብምባል ምጅማር ትስእን። ወይ ውን ብርክት ዝበለ ቪድዮ ሰሪሕካ ግን ተኸታተልትኻ ከምቲ ዝድለ ስለ ዘይብዝሑ፡ እዚስ ንዓይ ዝኸውን ስራሕ ኣይኮነን ኢልካ ተስፋ ቆሪጽካ እንተኾንካ፣

 

Course Content

ቀዳማይ ናይ ዓወት ረቛሒ

ካልኣይ ናይ ዓወት ረቛሒ

ሳልሳይ ናይ ዓወት ረቛሒ

ራብዓይ ናይ ዓወት ረቛሒ

ሓሙሻይ ናይ ዓወት ረቛሒ

ሻዱሻይ ናይ ዓወት ረቛሒ

ናይ መወዳእታ ለበዋ

Student Ratings & Reviews

No Review Yet
No Review Yet