Flat Preloader Icon

Grow your YouTube channel fast

Wishlist Share
Share Course
Page Link
Share On Social Media

About Course

እዚ ትምህርቲ አዚ YouTube Channel ከፊቱ ኣብ ምዕባይ ዝተጸገም ሰብ፡ ብፍሉይ ሓገዝ ናይ መምህር ቻነሉ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ዘዕበየሉ ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ መደብ’ዩ። ኣብ ኩሉ መዳያት ናይ ቻነልካ፣ ካብ ምጽብባቕን ዲዛይን ምግባርን ቻነል ጀምሪካ ክሳብ መደባት ምድላው ኩሉ ግዜ መምህር ምሳኻ ክጎዓዝ’ዩ።

What Will You Learn?

  • ሰሓብን መልእኽቲ ዘሕልፍን ቻነል ዲዛይን ብኸመይ ትገብር
  • መስርሕ ተዓዘብትኻ ምልላይ
  • ስለምንታይ'ዮም ሰባት ንቻነልካ ዝዕዘቡ
  • ተዓዘብቲ ዝደልይዎ ትሕዝቶ ብኸመይ ተዳሉ
  • መስርሕ ምድላው ትሕዝቶ ከመይ’ዩ
  • ቻነልካ እተዕብየሉ ሜላታት እንታይ'ዮም
  • ዘድልዩኻ መሳርሒታት እንታይ'ዮም

Course Content

ምዕራፍ ሓደ – ሰሓብን መልእኽቲ ዘሕልፍን ቻነል ዲዛይን ምግባር

ምዕራፍ ክልተ – ተዓዘብትኻ ምልላይ

ምዕራፍ ሰለስተ – ሰባት ስለምንታይ ይዕዘቡኻ ምፍላጥ

ምዕራፍ ኣርባዕተ – ተዓዘብቲ ዝደልይዎ ትሕዝቶ ምድላው

ምዕራፍ ሓሙሽተ – መስርሕ ምድላው ትሕዝቶ ከመይ’ዩ

ምዕራፍ ሽዱሽተ – ቻነልካ እተዕብየሉ ሜላታት

ምዕራፍ ሸውዓት – ዘድልዩኻ መሳርሒታት

Student Ratings & Reviews

No Review Yet
No Review Yet